Fana: At a Speed of Life!

ብሚኒስትር ገንዘብ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014(ኤፍ ቢሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቲዩ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ክልቲአን ሃገራትን ኣተሓሕዛ ዜጋታትን ከምኡ እውን ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ዜጋታት ብዝምልከት ከምዝዝቲ ተገሊፁ።

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ውሽጢ ሃገር ብዛዕባ ዝነበረ ኲናትን እዋናዊ ኩነታትን ዝምልከት ገለፃ ክገብር ኢ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ሪያድ ካብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.