Fana: At a Speed of Life!

ብራዚል ብለበዳ ቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ልዑል ቁፅሪ እናመዝገበት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚል ብለበዳ ቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ልዑል ቁፅሪ እናመዝገበት ምዃና ተገሊፁ።

እታ ሃገር ለበዳ ኮሮናቫይረስ ካብ ዝጅምር ብረቡዕ ኣብ ሓደ መዓልቲ ዝልዓለ መጠነ ሞት ኣመዝጊባ ኣላ።

ሚኒቴር ጥዕና እታ ሃገር ትማሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት 1 ሺሕን 910 ሞት ከምዝተመዝገበ ገሊፁ።

እቲ ዝተመዝገበ ልዑል ቁፅሪ ሞት፥ ተመራመርቲ ኣብ ብራዚል ተራእዩ ዘሎ ሓዲሽ ዓይነት ኮሮናቫይረስ ብቅልጡፍ ዝላባዕን ሓደገኛን ከምዝኾነ ኣገንዚቦም።

ብራዚል ብሓፈሻ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ልዕሊ 25 ሺሕ ሰባት ዜጋታታ እንትስእን፥ ብብዝሒ ሞት ካብ ኣሜሪካ ቀፂላ ካብ ዓለም ኣብ ካልኣይ ደረጃ እያ ተሰሪዓ ትርከብ።

ኣብታ ሃገር ክሳብ ሕጂ 10 ነጥቢ 5 ሚልዮን ሰባት ብቫይረስኮሮና ተለኺፎም ኢዮም።

ፍልፍል፦ ቢቢሲ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.