Fana: At a Speed of Life!

ብኣፈ-ጉባዔ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ልኡኽ ቅድመ ምድላው መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብን ህዝብታትን ንምዕዛብ ናብ ሃዋሳ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ-ጉባዔ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ልኡኽ ቅድመ ምድላው ኣብ ክልል ሲዳማ ዝኽበር መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብን ህዝብታትን ንምዕዛብ ናብ ሃዋሳ ኣምሪሑ።

ካብ መመላእ ሃገር ዝመፅኡ ኣጋይሽ ናብቲ ክልል እንትኣትዉ ዝዓርፍሉን ዑደት ዘካየድሉን ከባቢ ብዝመልከት ዑደት ከምዘገብር ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ ቤት ምኽሪ ተረፈ በዳዳ ገሊፆም።።

ብተወሳኺ ኣብቲ ክልል ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት በዘምልከት ከምዝዕዘብ ሓቢሮም።

እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ኣካላት ፀፅታ ፌዴራል መስ ክልላት ሲዳማ፣ ደቡብን ኦሮሚያን ብምውዳድ ከምዝሰርሕ ተገሊፁ።

ብቢቂላ ቱፋ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.