Fana: At a Speed of Life!

ብዋና ኣስፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ-ቴሌኮም ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ኣኼባ ሞባይል ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ኣስፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ኣኼባ ሞባይል ይሳተፍ ኣሎ።

እቲ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቱ፥ ብቴሌ ብር ገንዘብ ናይ ምትሕልላፍ ኣሰራርሓ ዝተረኸበ ውፅኢታዊ ተመክሮ ንካልኦት ከምዘካፍል ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ኣብ ዓለም ኣፍረይቲ ቴክኖሎጂን ተረባሕቲን ካብ ዝኾና ሃገራት ሓደሽቲ ኣሰራርሓታትን ቴክኖሎጂታትን ከምዝርእይ ካብ ኢትዮ ቴሌኮም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.