Fana: At a Speed of Life!

ብዓውዲ ሆልቲካልቸር 741 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንምርካብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም ብዓውዲ ሆልቲካልቸር 741 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንምርካብ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፥ ናይ ሆልቲካልቸር ኢንቨስትመንት ስርዓተ ምግቢ ውሕስና ካብ ምርግጋፅ ብተወሳኺ  ንምርካብ ውጭ ምንዛሬ ዓብዪ ኣስተዋጽኦ የበርክት ኣሎ ኢሎም።

እቲ ዘረፊ ናይ ጥረ ኣቕሓ ኣቕርቦት ፀገም ኣብ ምፍታሕን ናይ ስራሕ ዕድል ኣብ ምፍጣርን ዘይትካእ ሚና ይጫወት ከምዘሎ ተናጊሮም።

ካብ 18 ዓመት ቅድሚኡ ሙሉእ ብሙሉእ ብወፃኢ ሃገራት በዓል ሞያታት ይምራሕ ዝነበረ እቲ ዘርፊ ናይ ክእለት ሽግግር ብምግባር ሐዚ 98 ሚኢታዊ ብኢትዮጵያውያን ንክምራሕ ምግባር ከምዝተኽኣለ ጠቒሶም።

ብዘመን በየነ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.