Fana: At a Speed of Life!

ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር እናወፅአ ዝነበረ 51 ሺሕን 700 ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር እናወፅአ ዝነበረ 51 ሺሕን 700 ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ።

ትማሊ 12 ለካቲት 2013 ዓ.ም ሓንቲ ሚኒባስ ተሸከርካሪት መመላለሲት ህዝቢ ካብ ጅግጅጋ ናብ ሶማሌላንድ እንትጓዝ ብዝተገበረ ፍተሸ 51 ሺሕን 700 ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ክውዕል ክኢሉ፡፡

ሚኒስቴር እቶት ከምዝሓበሮ፥ እቲ ዝተትሓዘ ዘይሕጋዊ ገንዘብ ናብ መቆፃፀሪ ጣቢያ ጉምሩኽ ቶጎጫሌ ብዝበፅሖ ሓበሬታ ኢዩ፡፡

እቲ ዝተትሓዘ ገንዘብ፥ ኣብ እዋናዊ ሸርፊ ብር 2 ሚሊየን 56 ሺሕን 62 ዋጋ ከምዘለዎ እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.