Fana: At a Speed of Life!

ብደምን ዓፅሚን ኣቦታትና ዝተሃነፀት ሃገር ንወራሪ ኣሕሊፍና ኣይንህብን – መናእሰይ ደሴን ከባቢኣን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ከተማ ደሴንከባቢኣን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራን ሚሊሻን ብምዃን ሓይሊ ግብረ ራዕዲ ትህነግ ንምድምሳስ ናብ ግምባር ከምዝዘመቱ ገሊፆም።

እቶም መናእሰይ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ እናፈፀሞ ዝርከብ ግፍዒ ንኸብቅዕናብ ግምባር ብምዝማት ወራሪ ሓይሊ ኣብ ዘለዎ ንምቕባር ብቆራፅት ከምዝዘመቱ እውን ተዛሪቦም።

መንእሰይ ከተማ ደሴ ሸሊኾም ዝኣትዉ ብምቁፅፃር ምስ ምምሕዳር ከተማ ደሴ ብቖራፅነት እናሰርሑ ከምዝኾኑ ዝገለፁ እቶም ዘመትቲ፥ ምስ ሰራዊት ምክልኻልን ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራን ብምዃን ፀላኢ ንምቕባር ከምዝተለዓሉ ምግላፆም ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.