Fana: At a Speed of Life!

ብፁዕ ኣቡነ ኣረጋዊ ካብ ድኻም እዚ ዓለም  ዓሪፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፊ ቤት ዕዮ ብፁእ ወቅዱስ ፓትርያርክን ላዕለዋይ መምርሒ ርክብ ወፃኢን፣ ሊቀ ጳጳስ ኣህጉረ ስብከት ድሬዳዋን ጅቡቲን ብፁዕ ኣቡነ ኣረጋዊ(ዶ/ር ) ካብ ድኻም እዚ ዓለም ዓሪፎም።

ብፁእነቶም ንነዊሕ እዋን ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ሓገዝ ሕክምና እናተገበረሎም ድሕሪ ምፅናሕ ምዕራፎም ካብ መራኸቢ ሓፋሽ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን  ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብፁእ ኣቡነ ኣረጋዊ  9 ሓምለ 2009 ዓ.ም ብብፁእች ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወዕጨጌ ዘመንበረ ተክለ ሃይማኖት ኣንብሮተ ኢድ ካብ መንጎ ዝተሾሙ  14 ኤጲስ ቆጶሳት  ሓደ ነይሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.