Fana: At a Speed of Life!

ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኩሎም ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም።

ድሕሪ እቲ ዑደት ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ዕላማን ሕዚ ዝርከበሉ ብርኪን ነተፖም ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲ መብርሂ ተዋሂቡ።

እቶም በፃቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንቀፃሊ ትውልዲ ቀዋሚ ሓድጊ ብዝኸውን መልክዑ ምህናፁ ከምዘሐጎሶም ተዛሪቦም፡፡

ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሓበራዊ ታሪኽና ብልክዑ ሰኒዱ ዝሓዘን ሓድነት ዘፅንዕን ዓብዪ ፕሮጀክት ዝበሉ እቶም ተወከልቲ÷ ዕላማ እቲ ኮሪደር እውን እታ ከተማ ንምፅባቕ ከምዝኾነ ኣልዒሎም፡፡

ካብ ተለዓልቲ ልምዓት ዝለዓል ዝኾነ ይኹን ቅርታ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣድሚፆም ምላሽ ምሃብ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ምትሕስሳቦም ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

የአዲስ አበባ ከንቲባ አዳነች አቤቤ÷ ተፎካካሪ ፓርቲዎች ገዢው ፓርቲ የሰራቸውን የልማት ሥራዎች በማየት ማመስገን እና እውነታውን መመስከር በፖለቲካ ስርዓታችን ውስጥ አዲስ ባህል በመሆኑ ሊዳብር ይገባል ብለዋል፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.