Fana: At a Speed of Life!

ተወዳዳሪ ዘይብሉ ሜዳይ ጅግና ፀሊም ኣምበሳን ልዑል ሜዳይ ጅግና ዓወት ዓድዋን ንዝተፈላለዩ ወታደራዊ መራሕቲ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳዳሪ ዘይብሉ ሜዳይ ጅግና ፀሊም ኣምበሳን ልዑል ሜዳይ ጅግና ዓወት ዓድዋን ንዝተፈላለዩ ወታደራዊ መራሕቲ ተዋሂቡ።

ብመሰረት እዚ፡-

ወደር የሌለው የጥቁር አንበሳ ጀግና ሜዳይ በጦር ሀይሎች ጠቅላይ አዛዥ ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አህመድ የተሸለሙ

ኣብ ጦር ሃይሎች ብላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተወዳዳሪ ዘይብሉ ሜዳይ ጅግና ፀሊም ኣምበሳ ዝተሸለሙ፦

  1. ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
  2. ጀነራል ኣበባው ታደሰ
  3. ጀነራል ባጫ ደበሌ
  4. ሌ/ጀነራል ኣለምሸት ደግፌ

ኣብ ጦር ሃይሎች ብላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ልዑል ሜዳይ ጅግና ዓወት ዓድዋ ዝተሸለሙ፦

  1. ጀነራል ጌታቸው ጉዲና
  2. ሌ/ጀነራል በላይ ስዩም
  3. ሌ/ጀነራል ዘውዱ በላይ
  4. ሌ/ጀነራል መሰለ መሠረት
  5. ሌ/ጀነራል ሹማ ኣብደታ
  6. ሌ/ጀነራል ኣብዱራህማን እስማኤል
  7. ሌ/ጀነራል ይልማ መርዳሳ
  8. ሌ/ጀነራል ሰለሞን ኢተፋ

ስነ-ስርዓት ምረቓ መዘከሪ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢን ዋና ቤት ዕዮ ሰራዊት ምክልኻልን ትማሊ ኣብ ጦር ሃይሎች ተኻይዱ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.