Fana: At a Speed of Life!

ትካላት ህንዲ ሃገሮም ዘኻዕበተቶ ተመክሮ ተሳትፉ ዳያስፖራ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ድልዋት ከምዝኾና ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ህንዲ ሃገሮም ዘኻዕበተቶ ተመክሮ ተሳትፉ ዳያስፖራ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ድልዋት ከምዝኾና ገሊፀን።

ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኩለ መዳይ ልምዓት ዳያስፖራ ተሳትፎ ልምዓትን ተረባሕነትን ምዕባይ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ልውውጥ ልምዲ ንምግባር ናብ ሀንዲ ኣቕኒዑ።

እቲ ኣገልግሎት ምስ ጂ ኣይ ዜድ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዘዳለዎ ገንዘብ ተሳትፎ ዳያስፖራ ናብ ውሽጢ ዓዲ ብምልኣኽ፣ ኢንቨስትመነት፣ ፍልጠትን ቴክኖሎጂን ምዕባይ ኣብ ዘኽእል ኩነታት በምድሃብ ናይ ህንዲ ተመክሮ ንምቕሳም ብምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ዶክተር መሓመድ እንድሪስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ንሓሙሽተ መዓልታት ዑደት ገይሮም።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ዘምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ዘተ ኣካይዱ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.