Fana: At a Speed of Life!

ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ንመበት 15 ዙር መኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ።

ብመሰረት እዚ ባንኪ ኣቢሲኒያ 161 ሚሊየን 700 ሺሕ ብር ደገፍ ንምግባር ቃል ኣቲዩ።

ብተወሳኺ ፋብሪካ ኣልኮልን ኣረቂን 6 ሚሊየን፣ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ 5 ሚሊየን፣ ኩባኒያ ቴክኖሎጂ  ሁዋዌይ ኢትዮጵያ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገበሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.