Fana: At a Speed of Life!

ቻይና 100 ሺሕ ክታበት ኮሮና ንቱኒዝያ ክትልግስ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና 100 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮሮና ንሰሜን ኣፍሪካዊት ሃገር ቱኒዝያ ንምልጋስ ከምዝወሰነት ተገሊፁ።

እቲ ሓገዝ ኣብ ሞንጎ ቻይናን ቱኒዝዚያን ዘሎ ዝፀንሐ ምሕዝነት ብምምልካትን ቱኒዚያ እቲ ለበዳ ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ተሓሲቡ ዝተውሃበ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ቻይና ሃገረ ቱኒዚያ ለበዳ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ድልውቲ ምዃና ኣረጋጊፃ ኢያ፡፡

ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ ካይስ ሳይድ፥ ቀፃሊ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ዘመላኽት ብምዃኑ ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡

ፍልፍል፡- ሲ ጂ ቲ ኤን

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.