Fana: At a Speed of Life!

ቻይና 800 ሺሕ ዶዝ ሓገዝ ክታበት ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ኣበርኪታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንኢትዮጵያ ዝገበረቶ 800 ሺሕ ዶዝ ሓገዝ ክታበት ሲኖፋርም ኮቪድ-19 ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።

ቻይና ሓገዝ ካታበት ንምግባር ካብ ሞንጎ ዝሃቀነቶ 2 ሚሊየን ዶዝ ኣካል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እቲ ሓገዝ ክታበት ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ካብ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣዎ ዢዩዋን ተረኪበንኦ።

ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 4 ሚሊየን ዝኾኑ ዜጋታት ክታበት ኮቪድ ከምዝወሰዱ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.