Fana: At a Speed of Life!

“ነጩ ፖስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተ መንግሥት” ምንቅስቓስ ኣብ ከልል ዓፋር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ነጩ ፖስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተ መንግሥት” ብዝብል መሪሕ ቃል ብምትሕብባር ሊግ መናእሰይ ዝተዳለወ ምንቅስቓስ ኣብ ከልል ዓፋር ብዕሊ ተጀሚሩ።

እቲ ወፍሪ ሓላፊ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ዓፋር ኣይተ ኢሴ ኣዳም ኣጀሚረሙዎ።

እቲ ወፍሪ ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ ንመላእ ዓለም ብፍላይ ንምዕራባውያን ንምፍላጥን ንምርዳእን ዕላማ ዝገበረ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ስለዝኾነ መናእሰይ እቲ ክልል ዝሳተፍሉን ሉእላውነት ሃገር ንምሕላው ሓደ ኣካል ከምዝኾነን ገሊፆም።

እቲ ናይ ምልዕዓልን ፊርማ ናይ ምትእኽኻብን ወፍሪ ካብ 5 ክሳብ 15 መስከረም 2014 ዓ.ም ኣብቲ ክልል ክሳብ ታሕተዋይ መሓዉር ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ።

ብዓሊ ሹምባህሪ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.