Fana: At a Speed of Life!

ናብ ኢትዮጵያ እናኣተዉ ዝርከቡ ዳያስፖራታት ዘምፅኡዎ እታወት ሕክምና ሓገዝ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዳያስፖራ ብዝቐረበ ፃውዒት መሰረት ናብ ኢትዮጵያ እናኣተዉ ዝርከቡ ዳያስፖራታት ንኣገልግሎት ጥዕና ክውዕል ዘምፅኡዎ እታወት ሕክምና ሓገዝ ኣረኪቦም።

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺበን እቲ ሓገዝ እታወት ሕክምና ከምዝተረከባ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ሃገሮም ብመሰረት ዝገበረቶ ፃውዒት ናብ ኢትዮጵያ እናኣተዉ ዝርከቡ ኣባላት ዳያስፖራ፥ እታወት ሕክምና ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ንምግባር ድሉዋት ከምዝኾኑ ምግላፆ ይዝከር።

ብፍላይ “ሓደ ሻንጣ ንወገነይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዳያስፓራታት ንኣገልግሎት ጥዕና እታወት ዝኸውን ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ ወፍሪ ምክያዶም ይፍለጥ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.