Fana: At a Speed of Life!

ንመበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ካብ መንጎ ዝተዳለዉ ፈልሲታት እቲ 52 ሚኢታዊ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ካብ መንጎ ዝተዳለዉ ፈልሲታት እቲ 52 ሚኢታዊ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ሚኒስትር ግብርና ገሊፁ።

መጀመሪ መበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2014 ዓ.ም ኣብ ማእኸል እፅዋት ጉለሌ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።

ሎሚ ዘበን 6 ቢሊየን ፈልሲ ንምትካል ተልሚ ከምዝተትሓዘ ዝገለፁ ሚኒስትር ግብርና ኣይተ ዑመር፥ ይኹን እንበር 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተዳለወ ኣብሪሆም።

ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ 18 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ብምግላፅ፥ ካብ 80 ሚኢታዊ ንላዕሊ ምፅዳቖም ኣረዲኦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.