Fana: At a Speed of Life!

ንሰራዊትን ንሲቪል ሰራሕተኛታትን ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ንሰራዊት ምክልኻልን ሲቪል ሰራሕተኛታትን ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ።

እቲ እምነ ኩርናዕ÷ ሚኒስትር ምክልኻል ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)ን ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ኣንቢሮምዎ፡፡

ኣብ 26 ሺሕን 673 ካሬ ሜትሮ፤ ን1 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ዝመሓላለፉ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ዝሃንፆም ፋውንዴሽን ሰራዊት ምክልኻል ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ሓደ ህንፃ ክሳብ 12 ደብሪ (G+12) ከምዝበፅሕን በዓል 1፣ በዓል 2ን በዓል 3ን መደቀሲ ከምዝኾነን ካብ ሰራዊት ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.