Fana: At a Speed of Life!

ንሰራዊት ምክልኻል ድላዪ ሓገዝ ንምግባር ቆራፃት ከምዝኾኑ ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ድላዪ ሓገዝ ንምግባር ቆራፃት ከምዝኾኑ ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ።

ሰራዊት ምክልኻል ንሉኣላዊነትን ሓድነትን ሃገር ዝኸፍሎ ዋጋ ተሓሳቢ ገይሮም ኣብ ዝኾነ ግዘን ኩነታትን ኣብ ጎኑ ከምዝኾኑ ንምግላፅ ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን እቲ በዓል መዚ ሎሚ መዓልቲ ደም ለጊሶም፡፡

እቶም ሰራሕተኛታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምቕልባስ ንሃገሩ ህይወቱ እናሃበ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ኣድላዪ ሓገዝ ንምግባር ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ምግላፆም ካብቲ በዓል መዚ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.