Fana: At a Speed of Life!

ንተፃወትቲ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ድሬ ንዝፃወቱ ተፃወትቲ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀሪቡ።

ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፅዋዕ ድሬ፥ ካብ 16 ለካቲት ጀሚሩ ኣብ ኢንተርናሽናል ስታዲየም ድሬዳዋ ክሳለጥ ኢዩ።

ኣብቲ ውድድር ዝሳተፉን ፃውዒት ዝተገበረሎምን ተፃወትቲ ካብ 13 ለካቲት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዝተሰናደአሎም ሆቴል ከርከቡ ፃውዒት ቀሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.