Fana: At a Speed of Life!

ንጉጅለ ዕጡቕ ሸኔ ክመሓላለፍ ዝነበረ ልዕሊ 2 ሺሕ ጠያይቲ ብሬን ኣብ ከተማ ኣለም ገና ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኡ ኣዋሽ ኣርባ ብዝገበረ ናይ ገዛ መኪና ብምሕባእ ንጉጅለ ዕጡቕ ሸኔ ክመሓላለፍ ዝነበረ 2 ሺሕን 560 ጠያይቲ ብሬን ተታሒዙ።

እቲ ጥይት ኣብ ከተማ ኣለም ገና ከምዝተትሓዘ ዚዩ ተሓቢሩ ዘሎ።

ሕብረተሰብ ብዝሃቦ ሓበሬታ መሰረት ተገይሩ ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ብዝገበሮ ምክትታል ክተሓዝ ከምዝኸኣለ እውን ተሓቢሩ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.