Fana: At a Speed of Life!

ን10 ተንቀሳቐስቲ ክሊኒካት ሕክምና ስምምነት ሓገዝ ተፈረሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ን10 ተንቀሳቐስቲ ክሊኒካት ሕክምና ኢትዮጵያ ሓገዝ ንምግባ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ሚኒስቴር ገንዘብ ጋር ተፈራረሙ።

እቲ ስምምዕነት ሓገዝ÷ ብኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮን ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ፌዴሪኢ ሰመሬታ ሰዋስውን ተፈሪሙ።

ብመሰረት እቲ ስምምዕነት መንግስቲ ጃፓን 185 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ 10 ተንቀሳቐስቲ ክሊኒካት ሕክምና ከምዘበርክት ኢዩ።

እቶም ክሊኒካት ሙሉእ አገልግሎት ሕክምና ዝህቡ መሳርሒታት ዘማልኡ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

ኣብ ክልላት ጋምቤላ፣ ዓፋር፣ ሶማሌ፣ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንዝርከቡ ሰበኽ ሳግምን ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ዝተ፣ዛበሉ ዜጋታትን ኣገልግሎት ዝህቡ ከምዝኾኑ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ኣብቲ ስምምዕነት ሓገዝ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ተረኺበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም http://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.