Fana: At a Speed of Life!

ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ሓለዋ ከባቢ ዝኸውን ሓገዝ 25 ሚሊየን ዶላር ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ሓለዋ ከባቢ ዝኸውን ሓገዝ 25 ሚሊየን ዶላር ገይራ።

ኢትዮጵያ ልቀት ካርቦን ንምቕናስ ዓሊማ እትገብሮ ፃዕሪ፥ ደኒ ናብ ዝነበሮ ንክምለስ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተሓቢሩ።

ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ንብረት ኣየር ኣፍሪካ ኖርዌይ ንኢትዮጵያ 25 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ከምዝገበረት ኣፍሊጣ።

እቲ ደገፍ ዓውዲ ልምዓት ደኒ ክብ ንምባል ከምዝሕግዝ ድማ ተሓቢሩ።

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ደኒ ዘመዝገበሮ ምዕባለ ምግንዛቦም ዝገለፁ ሚኒስትር ንብረት ኣየርን ሓለዋ ከባቢን ኖርዌይ ኢስፔን ባርት ኢይድ ኢዮም።

እቶም ሚኒስትር፥ ብብዝሃ ህይወት ዝተመልአ ሰፊሕ ደኒ ኣብዚ ሐዚ እዋን ንማሕበረሰብ እቲ ከባቢ፣ ንኢትዮጵያን ነቲ ቀጣናን ዝረብሕ ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.