Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ህንዲን ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ዘኸእሉ ዝተፈላለዩ ስምምዓት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ሱብራህማንያም ጃይሸንከር ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ስትራቴጂካዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምዕባይ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ውፅታዊ ልዝብ ምግባሮም ተገሊፁ፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ድማ ምሕዝነተን ናብ ርክብ በዓል ብዙሕ ወገን ምዕባይ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቦም ከምዝተዛተዩ ኣይተ ደመቀ ገሊፆም፡፡

ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ዘኸእሉ ዝተፈላለዩ ስምምዓት ከምዝተፈራረሙ እውን ገኣብሪሆም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.