Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ሶማሊያን ክልተኣዊ ምትእስሳረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ክልተኣዊ ዘለወን ምትእስሳርን ርክብን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን።

ፕሬዚዳንት ሶማሊያን ሓሰን ሼክ ሞሃሙድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ናይ ክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምዝዛሞም ስዒቡ÷ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሓራዊ ስምምዕ መራሕቲ ክልቲአን ሃገራት ዕላዊ ገይሩ።

እቶም መራሕቲ ብምትሕብባር ኣብ ሰርሑሎም ሓበራዊ ጉዳያት ከምዝተስማዕምዑ ከምኡ እውን ስግኣት ግብረ ራዕዲን ፅንፈኝነትን ንምጥፋእን ኣብ ክልተኣዊ ኢኮኖሚያዊ ምትሕባር ተቐራሪብካ ንምስራሕ ከምዝተስማዕምዑ ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.