Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ሰራሕተኛታትን ትሕብብሮም ንምጥንኻር ተላዚቦም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ሰራሕተኛታትን ትሕብብሮም ንምጥንኻር ተላዚቦም።

ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳየን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ጊልበርት ሃንግቦው ተመያዪጠን።

እቲ ዘተ፥ ኣብ ጄኔቫ ካብ 27 መጋቢት 2023 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ይካየድ ኣብ ዘሎ ዓውደ መፅናዕቲ ጎኒ ንጎኒ ዝተሳለጠ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ እዋን ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ሰራሕተኛታትን ትሕብብሮም ንምጥንኻር ምልዛቦም ኣብ ትዊተር ሒሳበን ኣፍሊጠን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.