Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሜዴፍን ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን።

ሜዴፍ ትካላት ፈረንሳይ ብብርኪ ዓለም  ኢንቨስትመንት ተሳትፎ ንክህልዎም ዝሰርሕን ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ልምዓት ዝድግፍ መንግስታዊ ዘይኮነ ትካል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ተመስገን ጥላሁን ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሜዴፍ ፊሊፕ ጉቶር ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዘተ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ምስምዕማዖም ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.