Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ኣብ ዘዘለውዎ ብምዃን ድምፆም ዘስምዕሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ኣብ ዘዘለውዎ ብምዃን ድምፆም ዘስምዕሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ይካየድ ኣሎ።

እቲ መርሃ ግብሪ “ኢድኩም ካብ ኢትዮጵያ ኣልዕሉ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ።

“ብሄራዊ ክብሪ ብሓድነት” ዝብል ስያመ ዘለዎ እንትኸውን፥ እቲ መርሃ ግብሪ ብኣክቲቪስታት፣ ኣርቲስታት፣ ሲቪክ ማህበራትን ፍሉጣት ዉልቀሰባትን ዝተዳለወ ኢዩ።

ኢድኩም ካብ ኢትዮጵያ ኣልዕሉ፣ ሎሚ እውን ከም ትማሊ ሉዓላዊት ሃገር ክነቐፅል ኢና ፣ግድብና ክምላእ ኢዩ ኢትዮጵያ ክትቅየር ኢያ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ጉዳይ ጣልቃ ኣይትእተዉ፣ ሉዓላዊነትና አኽብሩ፣  ንሕና ኢትዮጵያውያን ብናይ ባዕልና ውሽጣዊ ዓቕሚ ነፃን ዴሞክራሲያዊን ተዓማኒን ምርጫ ምክያድ ንኽእል ኢና ዝብሉ ጭርሖታት ኣስሚዖም።

ስእሊ፡- ካብ ዝተፈላለዩ ማህበራዊ ሚዲያታት

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.