Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ መበል 15 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2031 ዝካየድ መበል 15 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ፡፡

ኢትዮጵያ ድሌታ ዝገለፀት ጎድና ጎድኒ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ኣብ ዝተኻደ ኣኼባ ኮሚቴ ቴክኒክ ፀወታታት ኣፍሪካ ኢዩ፡፡

ብቕድሚ ትማሊ ዝተኸፈተን ክሳብ 13 መጋቢት 2016 ዓ.ም ዝጸንሕን መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ኣብ ጋና ኣክራ እናተኻየደ ይርከብ፡፡

ኣብቲ ፀወታ 54 ሃገራት ኣፍሪካ ብ29 ዓይነታ ስፖርት እናተሳተፉእንትኾኑ÷ ኢትዮጵያ ብትሽዓተ ዓይነታት ስፖርት ክትወዳደር ኢያ፡፡

ብሰለሞን በቀለ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.