Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ምስ ኮሞሮስ ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ትህብ ኢያ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኮሞሮስ ኣዛሊ ኣሱማኒን ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ፣ ዞባዊን ኩለ መዳይን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ኢዩ።
ኢትዮጵያ ምስ ኮሞሮስ ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ትህብ ኢያ ዝበሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሎ መትሕብባር ብምጥንኻር ክትሰርሕ ኣያ ኢሎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.