Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ቡና ንድሬዳዋ ከተማ 4 ን 1 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንድሬዳዋ ከተማ 4 ን 1 ስዒራ።

ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንኽትዕወት መስፍን ታፈሰ፣ ሮቤል ተክለሚካኤል፣ ኣንተነህ ተፈራን ኣማኑኤል ዮሃንስን ሸቶታት እንተመዝግቡ ብሕታዊት ሸቶ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ያሲን ጀማል ኣመዝጊቡዋ፡፡

ኢትዮጵያ ቡና ነጥባ 30 ብምብፃሕ ምስ ጋንታታ ሃድያ ሆሳዕናን ፋሲል ከነማ ማዕረ 5ይ ደረጃ ክትቅመጥ ክኢላ፡፡

መበል 21 ሰሙን መርሃ ግብሪ እቲ ልግ ቀፂሉ፤ ባሕር ዳር ከተማን ኢትጵያ መድን ምሸት ዓት 12፡00 ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube      

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.