Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ናብ ዝተማልአ ሰላም ንምስግጋር እትገብሮ ፃዕሪ ማሕበረሰብ ዓለም ደገፍ ይህብ ኣሎ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ዝተማልአ ሰላም ንምስግጋር እትገብሮ ፃዕሪ ማሕበረሰብ ዓለም ደገፍ ይህብ ኣሎ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።

ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ መለስ ኣለም፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ መግለፂ ሂቦም።

ኣብ መግለፂኦም ስራሕቲ ሰላም ብብዙሕ መገዲ ደገፍ ይረኽቡ ኣለዉ ኢሎም።

ኢትዮጵያ ናብ ዝተማልአ ሰላም ንምስግጋር እትገብሮ ፃዕሪ ማሕበረሰብ ዓለም ደገፍ ይህብ ከምዘሎ እውን ገሊፆም።

ብሃብታሙ ተ/ስላሴ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.