Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ንመበል 100 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ቱርኪ መልእኽ እንንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መበል 100 ዓመት በዓል መዓልቲ ምስረታ ቱርኪ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፋ።

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ቱርኪ ንኢትዮጵያ ንዘርአየቶ ጥንኩር ምሕዝነት ናእድኡ ገሊፁ፡፡

ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ምስ ቱርኪ ዘለዋ ጥንኩር ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት እውን ኣረጋጊፁ፡፡

ንህዝቢን መንግስቲን ቱርኪ ድማ ቀፃሊ ግዘ ናይ ሰላምን ምዕባለን እዋን ንኽኸውን ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.