Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኤጄንሲ ዝሕደስ ሓይሊ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ ኤጄንሲ ዝሕስ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ኣቡ ዳቢ ተጀሚሩ፡፡

ኣብቲ ጉባኤ÷ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)ን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዑመር ሁሴን (ዶ/ር)ን ንኢትዮጵያ ብምውካል ተሳቲፎም፡፡

ኣብቲ ምስ ዝሕደስ ሓይሊን ክሌማዊ ለውጢን ተተሓሒዙ ብዙሓት ፀብፃት ኣብቲ ጉባኤ ቀሪቦም ዘተ ከምዝግበረሎም ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንክልተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ ጉባኤ÷ ናይ ከይዲ ሪፖርት፣ ፓናል ዘተ ከምኡ እውን መግለፂ ኣባል ሃገራት ከምዝቐርብ እውን ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.