Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ፋሽን ፍርያታታ ተፋልጥ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ‘ቴክስ ዎርልድ ኢቮሉሽን ፓሪስ’ ብዝብል ስያመ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፓሪስ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ፋሽን ፍርያታታ ተፋልጥ ኣላ።

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ማህሌት ሃይሉ ከምዝገለፀኦ÷ እቲ ዓውደ ምርኢት ኣብ ፋሽን ኢንዱስትሪ ዘለዉ ኣቕረብቲን ዓደግቲን ዘራኽብ ኢዩ፡፡

ኣብቲ ኣውደ ምርኢት÷ ብሽመናን ዘበናዊ ቴክኖሎጂታትን ዝፈሩ ውፅኢታት ዓለባ፣ ውፅኢታት ቆዳን ናይ ፋሽን ፈጠራን ቀሪቦም፡፡

ካብ ልዕሊ 130 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ 29 ሺሕ ዓለም ለኸ ዓደግቲ ከምዝተሳተፉ ግዜኢ ፀብፂቡ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.