Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም  61 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር እቶት ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም  61 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር እቶት ረኺቡ።

ዋና ኣስፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ቁፅሪ ዓማዊል ኢትዮ ቴሌኮም ኣብዚ ሐዚ እዋን 66 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ተዛሪበን።

ኢትዮ ቴሌኮም ኣስታት 45 በመቶ ትካላቱ ብምኽኒያት ጎንፂ ኣገልግሎት እንተይሃባ 61 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር እቶት ምእካብ ምኽኣሉ እውን ሓቢረን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.