Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ንስራሕቲ ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንስራሕቲ ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ።

ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሔራዊ ኮሚሽን ተመስገን ጥላሁን ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ዘቲዮም።

እቲ ኮሚሽን ዝተውሃቦ ልኡኽ ንምዕዋት ዘካይዶ ዘሎ ተግባራት ብዝምልከት ኮሚሽነር ተመስገን ኣብቲ ዘተ ኣብሪሆም።

መዳርግቲ ኣካላት ነቲ ኮሚሽን ዝገብርዎ ዘለዉ ምትሕብባር ዝነኣድ ምዃኑ ብምግላፅ፥ እኹል ስለዘይኮነ ተጠናኺሩ ንክቕፅል ሓቢሮም።

ኣምባሳደር ማሲንጋ ብግደኦም፥ ንልኡኽ እቲ ኮሚሽን ንምፍፃም መንግስቲ ኣሜሪካ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.