Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ሄኖክ ምስ ኣባላት ጉጅለ ምሕዝነት ኢትዮጵያ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ፈረንሳይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ሄኖክ ምስ ኣባላት ጉጅለ ምሕዝነት ኢትዮጵያ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ እታ ሃገር ተዛቲዮም።

ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዕላማ ሒዙ ጎንፂ ዝጀመረ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዝኾን እቲ ጉጅለ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ብዝገበሮ ወራር ልዑል ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ከምዝፈፀመ ገሊፆም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጥምር ሓይሊታት ኢትዮጵያ ብምምራሕ ንሓይሊታት ህወሓት እናሰዓሩ ከምዝኾኑን መንግስቲ ግዝኣታዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ከምዘረጋግፅን ኣብሪሆም።

ኣብታ ሃገር ዝተጀመረ ህንፀት ዴሞክራሲያዊ ስርዓትን ዛዕባ ምምሕያሽ ኢኮኖሚን ንምትግባር ቆራፅ ከምዝኾነ ምግላፆም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.