Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ደቡባዊ ምትሕብባር ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ደቡባዊ ምትሕብባር ሼክ መንሱር ቢን ሙስሰላም ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን እቲ ትካልን ዘሎ ምትሕብባር ክብ ምባል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ከምኡውን ምስ ደቡባዊ ትካል ምትሕብባር ተቐራሪብካ ምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘቲዮም።

መቐመጢኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበረ እቲ ትካል ፍልጠት ኣብ ምፍልፋልን ሓቋፊ ሰርዓተ ትምህርቲ ንክህነፅ ብብርኪ ዓለም ይሰርሕ ከምዘሎ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.