Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ዘቲዮም።

ኣምባሳደር ተሾመ፥ ምስ ተወካሊ ምክትል ሓላፊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዴቪድ ክሪቫኔክ (ዶ/ር)፣ ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣልካባሮቭን ኣተሓባባሪ ትካል ልምዓትን ምትካል አግሪን ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ሳልህ ቱራን ኢዮም ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ንምስላጥ ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ምልዛቦም ተገሊፁ።

ነባር ተዋጋእቲ መሊስካ እግሪ ንምትካል ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፉ ምዝራቦም እቶም ሓለፍቲ ኣምባሳደር ተሾመ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.