Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩኣን ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩኣን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዑደት ገይሮም።

ኣብቲ ዑደት ከንቲባ ከተማ ሃዋሳ ሓጋዚ ፕሮፌሰር ፀጋዬ ቱኬን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት እታ ከተማ ተረኺቦም፡፡

እቶም ኣምባሳደር ኣብታ ከተማ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ኢንቨስትመንት ምዕዛቦም ከንቲባ ረዳት ፕሮፌሰር ፀጋዬ ቱኬ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ፅሒፎም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.