Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ መቐመጢኦም ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝኾኑ ዓለም ለኸ ሚዲያታት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ መቐመጢኦም ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝኾኑ 16 ዓለም ለኸን ናይ ውሽጢ ዓዲን  ሚዲያታት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ መብርሂ ሂቦም።

እቶም ኣምባሳደር ምስ ሱዳን ብዛዕባ ዘሎ ውጥጥ ዶብ ብዝምከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሕጊን ስርዓትን ናይ ምኽባር ስራሕ እናሎ ሱዳይ ዶብ ኢትዮጵያ ብምጥሓስ ዜጋታት ኢትዮጵያ ምዝራፍን ምምዝባልን ከምዝጀመረት ገሊፆም።

ነዚ ደው ንክተብል ድማ ኣተሓሳሲቦም።

እቲ ጎንፂ ንህዝቢ ሱዳን ረብሓ ከምዘይብሉ ብምግላፅ፥ ኣብ መንጎ ህዝቢ ክልቲአን ሃገራት ዝፀንሐ ሕውነትን ርክብን ኣይገልፅንኢሎም።

ደቡብ ሱዳን ሓዊሱ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ሽምግልና ዘቕረባ ኩለን ሃገራት ንኢዶም።

ሰራዊት ሱዳን ብሓይሊ ዝወሰዶ ከባቢ ለቒቑ ድሕሪ ምውፃእ ከልቲአን ሃገራት ነባር ኣሰራርሓታት ብሰለማዊ መገዲ ምፍታሕ ከምዝኽእል ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.