Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ፈይሰል ኣልይ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኳታር ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ብዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ፈይሰል ኣልይ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሱልጣን ቢን ሰዕድ ኣልምረሂ ዘትዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ እተን ሃገራት ዘለወን ክልቲኣዊ ርክብ ዝያዳ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት መኺሮም።

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም መገድታት ምዝታዮም ካብ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኳታር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

 

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

 

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.