Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ደብዳበ ሽመቶም ንገዛኢት ካናዳ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ደብዳበ ሽመቶም ንገዛኢት ካናዳ ሜሪ ሳይመን ኣቕሪቦም።

ኣምባሳደር ፍፁም÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ካናዳን ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብዝበለፀ ንምጥንሓር ከምዝሰርሑ ታዛሪቦም፡፡

እቶም ኣምባሳደር ካብዚ ብተወሳኺ÷ እዋና ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ነተን ገዛኢት መብርሂ ምሃቦም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.