Fana: At a Speed of Life!

ኣሲያ ከማል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ኮይነን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ ንኣሲያ ከማል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪእቲ ክልል ገይሩ ሾይሙ።

መይረም መሓመድ ኣሓው ድማ ምክትል ኣፈጉባኤ ኮይነን ተሾይመን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.