Fana: At a Speed of Life!

ኣብዚ ሰሙን ብዝዘነበ ዝናብ ኣብ ቦረና ቀለብ እንስሳትን ሰሊጥን ብብዝሓት ፈሪዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ብዝዘነበ ዝናብ ኣብ ቦረና ቀለብ እንስሳትን ሰሊጥን ብብዝሓት ፈሪዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ሓደ ዓመት ኣብ ዘይመልአ ካብ ድርቂ ናብ ኣፍራይነት ምቕያር ተስፋ ዝህብ ኢዩ ኢሎም።

ማይ ብምዕቛርን ብምቑጣብን እንተተጠቒምና እዚ ግዘ ከይተፀገምና ክንሓልፎ ኢና ክብሉ ኣገንዚቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.