Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሃገራዊ ዘተ ዝጠመተ ልዝብ ምስ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ዘቲዩ።

እቲ ዘተ፥ “ግደን ተሳትፎን ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ዘተን ምርድዳእን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዘለዎ ተሓቢሩ።

ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)፥ ዝተፈላለዩ ምድላዋትን ምልላይ ተሳተፍቲን ሓዊሱ ካልኦት ስራሕቲ ይስርሑ ከምዝፀንሑ ተዛሪቦም።

እቲ ዘተ ወፅኢታዊ ንክኸውን ተሳትፎ ዳያስፖራ ወሳኒ ብምዃኑ ኣብቲ ዘተ ዘለዎም ተሳትፎ መጥንኻር ከምዝግባእ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.