Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መቐለ ሃገር ለኸ ባዛርን ኤግዚቢሽንን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ሃገር ለኸ ባዛርን ኤግዚቢሽንን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ተኸፊቱ።

እቲ ሃገር ለኸ ባዛርን ኤግዚቢሽንን፥ “ምጥንኻር ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ንሰላምን ምዕባለን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።

ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ መሓዛ ማሕበራት እወንታዊ ርክብን ምትእስሳር ዕዳጋን ንክፍጠር እተቲ መድረኽ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ሓላፊ ካቢኔ ሰክሪተርያት ትልሚን ስግግር ማሕበራዊ ልምዓትን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ክንደያ ገብረህይዎት(ፕሮፌሰር)፥ እቲ መርሃ ግብሪ ንሽግግር ግብርናን ቴክኖሎጂን ዝሕግዝ ልምዲ ምልውዋጥ ዘኽእል ኢዩ ኢሎም።

ሓላፊ ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ማሕበርን ልምዓት ዕዳጋን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ነጋ ኣሰፋ ብግደኦም፥ እተን ማሕበራት ናብ ስራሕ ናይ ምምላስ ተግባር ይካየድ ከምዘሎ ገሊፆም።

ኣብ ቀፃሊ እውን ናብ ሪፎርም ከምዝእቶ ምዝራቦም ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኢትዮያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.