Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መንበሪ ሓደ ውልቀ ሰብ ብዝተገበረ ተፍቲሽ 112 ሺሕ ናይ ሓሶት ብር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግኽምራ ኣብ መንበሪ ሓደ ውልቀ ሰብ ብዝተገበረ ተፍቲሽ 112 ሺሕ ናይ ሓሶት ብር ከምዝተረኸበ ፖሊስ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ዋና ኢንስፔክተር ደሳለኝ ኣለሙ ከምዝበልዎ፥ ዘይሕጋዊ ተግባር ንምፍፃም ዝተዳለወ ውልቀ ሰብ ከምዘሎ ብመሰረት ካብ ሕብረተሰብ ዝበፅሐ ሓበሬታ ኣካላት^ ፀፅታ ብዝገበርዎ ተፍቲሽ እቲ ናይ ሓሶት ብር ከመዝተረኸበ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ሓደ ሽጉጥ ከምዝተረኸበ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.