Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መንጎ ሃይማኖታት ዝህሉ ምክብባር ኣብ ምጉልባት ሰላምን ምቅልጣፍ ምዕባለን ልዑል ግደ ኣለዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ሃይማኖታት ዝህሉ ምክብባር ኣብ ምጉልባት ሰላምን ምቅልጣፍ ምዕባለን ልዑል ግደ ኣለዎ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን።

ፈላማይ ሰሙን ጉባኤ ሃይማኖታት ዓለም ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ።

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ፥ ኣብ ዓለም እወንታዉ ግደ ሃይማኖታት ክርሳዕ ኣይብሉን ኢለን።

እወንታዊ ስብእና ሰባት ንምህናፅ ሃይማኖት ከም መሳርሒ ምጥቃም ይግባእ ምባለን ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ስለዝኾነ ኣብ መንጎ ሃይማኖታት ዝህሉ ምክብባር ኣብ ምጉልባት ሰላምን ምቅልጣፍ ምዕባለን ልዑል ግደ ኣለዎ ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.